ዘይሕጋዊ ፈንታኔል ብመንገዲ መክሲኮ ኣቢላ ናብ ኣመሪካ ክኣቱ እኹል ክልከላ ኣይገበረትን ዝተባህለት ቻይና፡ ከም ኣምሳያ ናይቲ ጥፍኣት፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ 10% ወሰኽ ግብሪ ካብ ሎሚ ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፍልልያት ብምርድዳእ ክፍታሕ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ”ለበዋ ንህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ንልሂቃን ትግራይ!” ብዝብል ...
"ኣባላት ግብረ ሽበራዊ ጉጅለ’’ ኢሎም ዝፀውዕዎም ሸሞንተ ውልቀሰባትን ቁጽሮም ዘይተፈለጡ ስቪላትን ከም ዝቐተሉ ሰበስልጣን ጅቡቲ ትማሊ ሰንበት ገሊፆም። መግለጺ ሚንስትሪ ምክልኻል ጅቡቲ ኣስታት ...
U.S. President Donald Trump says he will cut off funding for South Africa over a new land expropriation policy. South African ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሰኑይ ምስ መራሕቲ ካናዳን መክኪኮን ኣብ ጉዳይ ወሰኽ ግብሪን ካልእ ጸጥታዊ ጉዳያትን ድሕሪ ምዝርራቡ፡ እቲ ሰሉስ ተግባራዊ ክኸውን ተመዲቡ ዝነበረ ናይ 25% ወሰኽ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ መክሲኮ፡ ካናዳን ቻይናን ዝኣቱ ንብረት፡ ብቐዳም ወሰኽ ግብሪ ገይሮም ኣለዉ። ናብ ኣመሪካ ዝቐንዐ ዋሕዚ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ከቋርጾ ምዃኑ፡ ኣብ እዋን ...
(USAID) ዋሺንግተን ዲሲ ዝዀኑ ሰራሕተኛታት ስራሕ ከይወፍሩ መምርሒ ተዋሂቦም። እዚ ዝኸውን ዘሎ ንመንግስታዊ ቅርጣውነት ክመርሕ ዝተመዘዘ ቢልዮነር ኢላን ማስክ፡ ንምዕጻው እቲ ትካል ኣመልኪቱ ምስ ...
ኣብ ኣመሪካ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርንያ ከተማ ሎስ-ኣንጀለስ ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ መበል 67- ዓመታዊ ሽልማት ግራሚ ቢዮንሰ “ካውቦይ ካርተር” ብዝብል ኣልቡም ናይ ዓመት’ዚ ዝበለጸ ኣልቡም ...
ንግዚያዊ ምምሕዳር ዝከታተልን ምኽሪ ዝልግስን ክብሉ ብፕረዚደንት እቲ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝገለፁዎ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ትማሊ ሰንበት ተመስሪቱ። ኣብዚ ካውንስል ክሳተፉ ዝተዓደሙ፡ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣባላት ዲያስፖራን ኣካላት ፀጥታን ኣይተሳተፉን። ብዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካ ...
ብሃገራዊ ፈደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ዝተወደበ ሃገራዊ ውድድር ኤሪ -ጁንዮር 2025፡ ካብ 1-2 ለካቲት 2025 ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ከተማ ምጽዋዕ ተኻይዱ። ኣብቲ ቀዳም 01 ለካቲት 2025 ንግሆ ኣብ መስመር ምጽዋዕ ጊንዳዕ ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ ልዕሊ ካብ ካናዳን መክሲኮን ዝኣቱ ኣቑሑ 25 ሚእታዊ፡ ኣብ ልዕሊ ካብ ቻይና ዝኣቱ ንብረት ድማ ናይ 10 ሚእታዊ ቀረጽ ካብ ሰሉስ ጀሚሩ ንክትግበር ቀዳም ...
ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ማርኮ ሩብዮ ፈላማይ ናይ ወጻኢ ሃገር ምብጻሕ ናብ መትረብ ፓናማ የካይዱ ኣለው። ሩብዮ ምስ ኣመሓዳሪ’ቲ መትረብ ሪካርተ ቫስኩስ ሞራለስ ብምዃን ነቲ መትረብ በፂሖም ኣለው። ሩብዮ ነዚ ዑደት ዝገብር ዘሎ ፕረዚደንት ትራምፕ ነቲ 82-ኪ.ሜ ዝንውሓቱ መትረብ ኣመሪካ መሊሳ ክትቆፃጸሮ ...